ፍቕሪ'ቲ ደራሲ

Author:   ኣታኽልቲ ነጋ
Publisher:   Daniel Muzey
ISBN:  

9798224355877


Pages:   310
Publication Date:   07 March 2024
Format:   Paperback
Availability:   In stock   Availability explained
We have confirmation that this item is in stock with the supplier. It will be ordered in for you and dispatched immediately.

Our Price $80.10 Quantity:  
Add to Cart

Share |

ፍቕሪ'ቲ ደራሲ


Add your own review!

Overview

"እዛ መፅሓፍ ከስሕቕ ኢለ ጥራሕ ኣይኮንኩን ፅሒፈያ። ንሕድሕድ ሰብ ምስ ዝፈጠሮ ፈጣሪ ዘለዎ ስውርን ዝገርም መንፈሳዊ ርክብ መሲጡኒ`ውን እየ ፅሒፈያ። ሓይሊ ጥበብ ፈጢራ ነብሲ ወከፍ ህይወትናን ዝፈጠረናን (ዋና ደራሲና) እንተሪእናላ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን። ዝተፈጠርኩሉ ዕላማ እየ ገይረ። ቕርፂ እቲ መፅሓፍ መድብል ሓፂር ልቢ ወለድ ክበሃል ይከኣል። ነዊሕ ልቢ ወለድ'ውን ከብሎ ዝኽእል ምትእስሳር ታሪኽ ኣለዎ። 'መስ-ሓቂታት' ዝበልኩሉ ምኽንያት እቶም ሓፀርቲ ልቢ ወለዳት ኮሚክ (Humor) ዓይነት ስነ-ፅሑፍ ብምዃኖም እቲ ሓደ እዩ። እቲ ካልኣይ ድማ ከስሕቑ ጥራሕ ከይኮነስ መረርቲ ሓቅታት ከም መስመስታ 'መስ' ዘብሉ ብምዃኖም'ውን እዩ መስ ኢለ ሰረዝ (-) ብምጥቃም ሓቅታት ኢለ ንኽልቲኡ ክጠምረለይ ብዝኽእል 'መስ-ሓቂታት' ክብሎ ዝመረፅኩ። ኣብ ኣቀማምጣ ቃላትን ሓረጋትን እትረኽብዎም ""ዘረባዊ"" ኣገላልጻታት ካብዚ ከምዚ ዝበለ ባህሪ ናይቲ መጽሓፍ ብዝብገስ ዝተቐመጡ እዮም። ቅዲ (ቴክኒክ) ኣፀሓሕፋይ ካብ ሕጊ ተፈጥሮ እየ ወሲደ ተጠቒመሉ። ፈጣሪ ብኣምሳሉ ንዓና (ንኩሉ ፍጡር) ቕልጢፍና ኾነ ደንጒና ንንቀሓሉ ኣይንንቀሓሉ ንሓደ ፍሉይ ዕላማ ፈጢሩና ኣሎ። ክፉእ (ሓዊ) ንምረፅ ቕዱስ (ማይ) ባዕልና ክንመርፅ ድማ ናጽነትና ነዓና ሂቡ ፈጢሩና። ምስኡ ንራኸበሉ ረቂቕ ጥበብ ብስውር ኣቕሚጡ ብግዚኡ ፅቡቕ ገይሩ ሰሪሑ ሚስጢሩ ጥበበኛ ኮይንና ክንረኽቦ መንፈሳዊ ጥበብ ኣቕሚጡልና። ኣነ'ውን ዝገበርኩዎ 'ዚ እዩ። ብኣምሳለይ ንሓደ ፍሉይ ዕላማ ሓደ ገፀ ባህሪ ፈጢረ። ክፉእን ፅቡቕን ባዕሉ ዝመርፀሉ ነፃነቱ ድማ ሂበዮ ። ስለዚ ኣነ ብኣምሳለይ (ብኣምሳልኩም) ዝፈጠርኩዎ ሙሴ (ወድብርነሽ) ገፀ ባህሪ ኣነን ንስኻትኩምን ኢና ማለት እዩ። ዘይተፈጠረ ፈጣሪና ምሳና ዝህልዎ ስውር ርክብ ኣነ ደራሲ ንዝፈጠርኩዎ ገፀ-ሰብ ዝገብሮ ርክብ ዘርኢ እዩ። ብምዃኑ'ውን ፈጣሪ (ደራሲና) ናይ ነብሲ ወከፍና ስቓይን ሕማምን ከመይ ከምዝተሰከመ፤ ንሕና ድማ ከመይ ሸኽሚ ክንኾኖ ከምእንኽእል ከሪእየና ዝኽእል ቕዲ ኣፀሓሕፋ ኮይኑለይ። ብምዃኑ'ውን ንሙሴ (ወዲ ብርነሽ) ዝፈጠርኩዎ ንሱ ግን ገና ከማይን ከማኹምን ዘይተገለፀሉ ዕላማ ብሚስጢር ክነግረኩም እየ። ሰባኺ ክኾነለይ ፍሉይ ክእለት ሂበ ፈጢረዮ። ንሱ ግን ከማይን ከማኹምን እዚ ከይተገለፀሉ ብዝሃብኩዎ ባዕሉ ናይ ምምራፅ ነፃነት ተጠቒሙ መምህር፣ መርማሪ ፖሊስ፣ እናኾነ ኣፀጊሙኒ። ልክዕ ንፈጣሪና ከምንሙጉቶ እዚ ዝፈጠርኩዎ ገፀ ባህሪየይ ድማ ""ፈጢርካኒ'ምበር መዓዝ ፅዒርካለይ?"" እናበለ ሞጊቱኒ። ነዚ ዝፈጠርኩዎ ዝፅዕረሉ ንሱ ግን ዘይተገለፀሉ ልፍዓተይ ክገልፀልኩምን ከፍልጠኩምን ኣብ ሞንጎ ሞንጎ እቶም ሓፀርቲ መስ-ሓቅታት ልቢወለድ ኣነ ደራሲ ክመፀኩም እየ። እዛ መፅሓፍ 'ፍቕሪ እቲ ደራሲ' ዝበልኩላ ምኽንያት'ውን ነዚ እዩ። ብኣይ ብዝተፈጠር"

Full Product Details

Author:   ኣታኽልቲ ነጋ
Publisher:   Daniel Muzey
Imprint:   Daniel Muzey
Dimensions:   Width: 15.20cm , Height: 1.70cm , Length: 22.90cm
Weight:   0.417kg
ISBN:  

9798224355877


Pages:   310
Publication Date:   07 March 2024
Audience:   General/trade ,  General
Format:   Paperback
Publisher's Status:   Active
Availability:   In stock   Availability explained
We have confirmation that this item is in stock with the supplier. It will be ordered in for you and dispatched immediately.

Table of Contents

Reviews

Author Information

Tab Content 6

Author Website:  

Customer Reviews

Recent Reviews

No review item found!

Add your own review!

Countries Available

All regions
Latest Reading Guide

Aorrng

Shopping Cart
Your cart is empty
Shopping cart
Mailing List