|
|
|||
|
||||
Overviewነቲ ናብ ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዘብጽሐ ናይ 1940'ታት ታሪኽ ኤርትራ ኣዝዩ ዝተሓላለኸ ከም ዝኸውን ዝገብሮ ሓደ ዓቢ ምኽንያት ኣሎ። እዚ ድማ፡ ውሳኔ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ንፈደረሽን፡ ማለት'ውን ውሳነ 390/V ናይ 1950፡ ወጻኢ ካብቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተኻየደን ንድሌት ህዝቢ ኤርትራ ዘንጸባረቐን ፖለቲካዊ ቃልሲ፡ ብመሰረት ኣህጉራዊ ረብሓታትን ስትራተጂ ሓያላት ሃገራትን ስለ ዝተወስደ ኢዩ። ክልቲኡ እዚ መስርሓት እዚ፡ ነንሓድሕዱ ዝገራጮን ዘይራኸብን መስመራት ስለ ዝኽተል፡ ብሓቂ ክልተ ዝተፈላለየ ዛንታታት ኢዩ ዘዘንቱ። ኣብ'ዚ መጽሓፍ'ዚ፡ ነዚ ኽልተ ማዕረ ማዕረ ዝኸደ ናይ ታሪኽ ጉዕዞ፡ ማለት ነቲ ናይ ህዝብና ቃልሲ ብሓደ ወገን፡ ነቲ ኣህጉራዊ መስርሕ ከኣ በቲ ኻልእ ጠሚርና ክንገልጽ ፈቲንና ኣለና። Full Product DetailsAuthor: Alemseged Tesfay , Stifanos , Tesfay GebremichaelPublisher: Hdri Publishing Imprint: Hdri Publishing Dimensions: Width: 15.20cm , Height: 2.20cm , Length: 22.90cm Weight: 0.576kg ISBN: 9789994800537ISBN 10: 9994800531 Pages: 434 Publication Date: 01 January 2023 Audience: General/trade , General Format: Paperback Publisher's Status: Active Availability: In stock We have confirmation that this item is in stock with the supplier. It will be ordered in for you and dispatched immediately. Table of ContentsReviewsAuthor InformationTab Content 6Author Website:Countries AvailableAll regions |